Back to top

PPK Tigrinya

ወረቓቕቲ

ዝምስራሕ ወረቐት፡ ረጐድቲ ወረቓቕቲ (ባኮታት) ወይ ሓደስቲ ወረቓቕቲ ንምድላው የገልግል።

ክምስራሕ ዝኽእል ወረቐት ተራ ወረቓቕቲ፡ ጋዜጣታት፡ ሳኬታትን ናይ ወረቐት መጠቕለሊታትን የጠቓልል። ይኹን እምበር፡ እዞም ዝምስርሑ ወረቓቕቲ እዚኣቶም ጽርየቶም ዝሓለዉ ክዀኑ ይግባእ።

ረሳሕ ወረቐት ንጽህና (ሶፍት)፡ ናይ ክሽነ ጥቕላል ወረቐት፡ ጥሊል መወልወሊ ወረቐት፡ ከምኡ’ውን ናይ ንጽህና መወላወሊ ወረቓቕቲ ኣብ Restmüll ከም ተረፍመረፍ ጓሓፋት ተሓሲቦም ብግቡእ ክጐሓፉ ይግባእ።